ማሕበራዊ ሚድያ ንህንፀት ሰላም

ማሕበራዊ ሚድያ ንህንፀት ሰላም ብዝብል ብMeta , Kemmcomን ጩራ ኣቡጊዳ ኪነጥበባዊ ማሕበር (Chura Abugida) ዝተዳለወ ኣካል ናይ My Digital World Program ዝኾነን ኣብ Digital Literacy ዘተኮረን ኣባላት ጎርዞ ዝተሳተፋሉ ስልጠና ኣብ ከተማ መቐለ ተኻይዱ ።

#ጎርዞ_gorzo

#ንቕሓት_ንሓበራዊ_ብራኸ

Leave a Comment

Your email address will not be published. Required fields are marked *

Scroll to Top