News
News
ሕብረት ማሕበራት ስቪል ማሕበረሰብ ትግራይ ካብ ዝጣየሽ ኣስታት 20 ዓመታት ገሩ
ሕብረት ማሕበራት ስቪል ማሕበረሰብ ትግራይ ኣብ ትግራይ ዝርከባ ገበርቲ ሰናይ ትካላት ድምፀን ከስመዓ፣ነንባዕለን ክደጋገፋን ማሕበራዊ ፀገማት ብሓባርን ብቅልጡፍን ክፈትሓን ሕጋዊ
News
‘ኣጠቓቕማ ማሕበራዊ ሚድያ ንህንፀት ሰላም’ ኣብ ዝብል ዛዕባ ብምትሕብባር ጩራ ኣቡጊዳ ኪነ-ጥበባዊ ማሕበርን ትካል ሰላም ኢ/ያን ዝተዳለወ ናይ ስልጠና መድረኽ ተሳሊጡ
ሳይንስን ቴክኖሎጅን ዝወለዶ ምዕባለ ዓለምና ናብ ሓንቲ ቁሸት ተቀይራ እያ። ውፅኢት ቴክኖሎጂ ዝኾነ ማሕበራዊ ሚድያ ኣብ ዓለም ዘጋጠሙ ፍፃመታት ኣብ
News
ሓቅን ሓሶትን ሓበሬታ ዝመሚ ብAI ቴክኖሎጂ ዝተሰነየ ናይ ትግርኛ መተግበሪ ዕላዊ ኮይኑ።
እቲ AI መተግበሪ ኣብ ሞንጎ ህዝብታት ፅልኢትን ምርሓሓቕን ዝፈጥሩ ሓበሬታታት ፍልፍሎምን ሓቅን ሓሶትን ብምባል ዘረጋግፅ እዩ። እቲ AI መተግበሪ SUSTAINABLE
News
ትካላት ገበርቲ ሰናይ ኣብ ሰናይ ምምሕዳርን ልምዓትን ተዋሳእቲ ንምግባር ዝዓለመ ናይ 116 ሚሊዮን ብር ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ።
ኣብ ትግራይ ዝርከባ ትካላት ገበርቲ ሰናይ ኣብ ሰናይ ምምሕዳርን ልምዓትን ተዋሳእቲ ንምግባር ዝዓለመ ናይ 116 ሚሊዮን ብር ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ።
